ህድሞና ~( HEDMONA) ~ ኣብራር ዑስማን ~ ABRAR OSMAN |

ABRAR OSMAN
ABRAR OSMAN
275.3 هزار بار بازدید - 7 سال پیش - ሀድሞና ነባሪት ሓወልቲ ታሪኽ ዘጽናሓልናህድሞና
ሀድሞና ነባሪት ሓወልቲ ታሪኽ ዘጽናሓልና
ህድሞና  ወፈራ ዛሕቲሉስ ከምኣ'ይላላ ጌና

እምባኣር ክትህነጽ ምዕርግቲ ህድሞና
ሓቛፊት ናይ ስድራ ዋሕስ መንነትና
ወፈራ ይቐጽል ብፍቕርን ስኒትን
ዋጋኣ ኩቡር 'ዩ ጽባሕ ከይነስተንትን

ሙዑታት ወፋሮ ናይ ህድሞ ደቀ-ባት
ኣኺሉ እዩ ጊዜየ ክንመክር ናይ ኣሕዋት
ታሪኻዊት ርስቲ ናይ ኩሉ መዕቆቢት
ጓል ነገር ገዲፍና ናዓኣ ንጠምት

አብራር



@abrarosmanart

FB Page: Facebook: AbrarOsman100
7 سال پیش در تاریخ 1396/10/23 منتشر شده است.
275,306 بـار بازدید شده
... بیشتر