ኩሉ ዝሓለፈ ውሕጅ ይውሰዶ ኣብራር ዑስማን ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN
ABRAR OSMAN
14.6 هزار بار بازدید - 4 سال پیش - ኤርትራዊ ክውንነትን  ፖሊቲካዊ ኣንፈቶምን ዝሳሓቱን
ኤርትራዊ ክውንነትን  ፖሊቲካዊ ኣንፈቶምን ዝሳሓቱን ፡ትጽቢትን ሃንቀውታን ዉጹዕ ህዝብና  ዝዘንገዑ ፍልልያት ኣብ ማይበቶም ንምምላስ ካብ ዝሓደረኒ ሰናይ ባህጊ ኣብ እዋኑ ብ1994 ዝደረፍኩዋ  ዜማ እያ  
       ገለ ካብ ዘለኒ ተዘክሮ  ፡ ሑሉፍና  ዋናታቱ ንሕና ኢና ሕማቑን ጹቡቑን ማዕረ ስለዝብጽሓና  ብዝሓለፈ ዝነብር ስለዘየሎ  ምእንቲ መጻኢ ወለዶን መጻኢት ኤርትራን ተዛቲና ብፍቕርን ስኒትን ክንሰርሕ ኣለና  ብምባለይ ፡ርዲኢተይ ዘይተበርሆም ኣሕዋት (ኣብ ዘዘለዉዎ ዳሓን ይሃልዉ ) ምንባሮም ትዝ ይብለኒ

     ሎሚ ድሕሪ ዝኹሉ ዓመታት ድግማይ ሰሚዖም ምስ ልቦም
ተላዚቦም  ክማህሩላን ባወንታ ክርዱኡንን ተስፋ እገብር
       
ኣብራር ዑስማን
Subscribe @abrarosmanart

FB Page: Facebook: AbrarOsman100
4 سال پیش در تاریخ 1399/01/16 منتشر شده است.
14,689 بـار بازدید شده
... بیشتر